ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝብሃል 50 ለሚን ንሓደ ሸኸም እዩ ንብዙሕ ግን ጨና፡ እዛ ህጻን ኣበሳ ዘይብላ ንሳ ክትስከሞ ብዘይትከል ቃንዛን ሕማምን ብ ናይ ዓይኒ ካንሰር ትሳቐ ኣላ እሞ ዓዓቅምና ንሓግዛ፡ እቲ ገንዘብ ልዕሊ ዓቅሞም ኮይንዎም ኣቡኣ ኣብል ሃገራዊ ኣገልጉለት አዩ ኣይኮነንን ዶ ደገ ወሲዱ ከሐክማስ ይትረፍ ነቲ ዕለታዊ ናብራ ኮ ንጋዶ፡ ስለዚ ህዝበይ እዛ ኣበሳ ዘይብላ መስኪን ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኣብ ኢድ ኩላትና እያ ሞ ሓደራኩም ዓዓቅምና ንሓግዛ።